Tigrigna/ብትግርኛ

ብዛዕባ ናብ ሥራሕ ምምላስ ንድፊ ኣሰራርሓ (Return to Work scheme) ከምኡ’ውን ኣብ ሥራሕ መጕዳዕቲ ንዝበጽሆ ሓገዝ ንዘሎ መረዳእታ በዙይ ገጺ ውሽጢ ብትግርኛ ቋንቋ ተዳልዩ ኣሎ።

ዝበለጸ ሓበሬታ እንተደሊኹም ብስልኪ 13 18 55 ጌርኹም ክትድውሉልና ትኽእሉ። ብትግርኛ ቋንቋ ጌርኹም ክተዘራርቡ እንተደሊኹም ናብ ኣስተርጓማይን መተርጐሚ ማእኸል (Interpreting and translating Centre) ብስልኪ 1800 280 203 ጌርኻ ብምድዋል እሞ ንዓና ብስልኪ 13 18 55 ጌሮም ንከራኽቡኹም ምሕታት እዩ። እዙይ ናይ ምስትርጓም ኣገልግሎት ዝዳለው ብዘይ ክፍሊት ብናጻ እዩ።